Skip to content
Scan a barcode
Scan
Paperback ናብራ ስደት ብኸመይ ንብድሆ ፧ [Tigrinya] Book

ISBN: B0DVJBLPYQ

ISBN13: 9798348264956

ናብራ ስደት ብኸመይ ንብድሆ ፧ [Tigrinya]

መረበትካን ዓድኻን ገዲፍካ ናብ ስደት ከተምርሕ እቲ ዚኸበደ ዉሳነ ኣብ ህይወትካ ትዉስኖ ዉሳነ እዩ። ምስ ተሰደድካ መጀመሪያ ዘጋጥመካ ጭንቀት፡ ስንባደ፡ ምድንጋር ኢዩ እቲ ዘጋጥመካ ተጽዕኖ ንኹሉ ነገር ሓደ ኢልካ ክትጅምሮ ቀሊል ኣይኮነን። እቲ ዚወሰድካዮ መእተዊ ዉሳነ' ዉን ልክዕ'ዶ እዩ ኔሩ ኢልካ ትጠራጠረሉ እዋን ዉን ኣሎ። ኩላትና በዚ መስርሕ ኢና ንሓልፍ ዘይልመድ ከኣ ኣይኮነን። እዚኣ መጽሓፍ እንበኣር- ነቲ ዘሎ ጸገማት ስደት ትድህስስን ብኸመይ'ከ ነቶም ዘጋጥሙኻ ጸገማት ትምክቶምን ትብድሆምን ምኽሪ ትህብ እያ። ናተይ ተመክሮን ካብ ብዙሓት ካልኦት ሰባት ኣብዛ መጽሓፍ ታሪኾም ንመምሃሪ ተባሂሉ ሰፊሩ ዘሎ ዝተረኽበ ምኽርታት ከኣ ሒዛ ኣላ። ኣብዛ መጽሓፍ ትረኽቦም ትሕዝቶ -- ኣብዚ መስርሕ ንበይንኻ ኣይኮንካን- ኣብ መስርሕ ባህላዊ ዉህደት ነቶም ዘጋጥሙኻ ዕንቅፋታት ክትብድሆም ዝሕግዙካጥበባትን ብልሕታትን- ኣብቲ ዝኸበደካን ዝጸንከረካን እዋን ብኸመይ ኢካ ዘድልዩኻ ብልሕታት ተለልዮምንትፈጥሮምን ትጥቀመሎምን- ዓድኻን ዓውድኻን ከይረሳዕካ፣ ከመይ ጌርካ ኣብ ዓዲ ስደት ከም ወዲ ዓዲ ተወሃሂድካናብራኻ ተጣጥሕን ትመርሕን- ከመይ ጌርካ ዓቕምኻን ዓቕሚ ካልኦትን ተማዕብል- ባህላዊ ምዉህሃድ እንታይ ማለት እዩ፧ ኣወንታዊ ኣረኣእያ ከመይ ጌርካ ተማዕብልንኣብ ስደት ዘጋጥሙኻ ሽግራት ከ ብኸመይ ትምክቶን ተዓዊትካ ትወጽእን ዝብሉትሕዝቶታት ይርከቡ።

Recommended

Format: Paperback

Condition: New

$19.65
Save $5.35!
List Price $25.00
Ships within 2-3 days
Save to List

Customer Reviews

0 rating
Copyright © 2026 Thriftbooks.com Terms of Use | Privacy Policy | Do Not Sell/Share My Personal Information | Cookie Policy | Cookie Preferences | Accessibility Statement
ThriftBooks ® and the ThriftBooks ® logo are registered trademarks of Thrift Books Global, LLC
GoDaddy Verified and Secured