Skip to content
Scan a barcode
Scan
Paperback Ona and Besik-Dira ዖናን በስክዲራን [Tigrinya] Book

ISBN: 9994801805

ISBN13: 9789994801800

Ona and Besik-Dira ዖናን በስክዲራን [Tigrinya]

"ዖናን በሰክዲራን ህልቒት ዓድታት ሰንሒት 1970-71"

ዛንታታት ተመኩሮ ገድሊ ቅጺ 11

ድሕር'ቲ ኣዛዚ ሰራዊት ኢትዮጵያ ኣብ ኤርትራ ዝነበረ ጀነራል ተሾመ እርገቱ ብ21 ሕዳር 1970 ኣብ መገዲ ኣስመራ ከረን ኣብ ባልዋ ብድብያ ተጋደልቲ ምቕታሉ፡ ክሳብ ፈለማ ለካቲት 1971፡ ኣብ ብዙሓት ዓድታት ሰንሒት ኣዝዩ ኣሰቓቒ ግፍዒ ተፈጺሙ። በቲ ብቕትለት ጀነራል ተሾመ ዝያዳ ዝተጋደደ መንግስታዊ ናይ ግፍዒ ፖሊሲ ኣብ ዖና፡ በሲኪዲራ፡ ገለብ፡ ደብረሲና፡ ሃብረንጋቓን ካልኦት ዓድታትን ብጠቕላላ ልዕሊ ሓደ ሽሕ ሰለማዊ ህዝቢ ሃሊቑ። በዚ ምኽንያት'ዚ ኣብ ብዙሕ ኩርናዓት ዓለም ዝነብሩ ኤርትራውያን ኣንጻር ግዝኣት ኢትዮጵያ ሰፊሕ ተቓዉሞ ኣርእዮም። እዛ ኣብ ቅጽታት ዛንታታት ተሞኩሮ ገድሊ መበል 11 ቅጺ ዝኾነት " ዖናን በስክዲራን፡ ህልቂት ዓድታት ሰንሒት 1970-71'' እምበኣር ከም መቐጸልታ ኣብ'ዚ ቅጽታት'ዚ ብ2017 ከም ቕጺ 8 ዝተሓትመት "ግፍዒ"፣ ነቲ ሽዑ ኣብ ልዕሊ ሰላማዊ ህዝቢ ዝወረደ ኣሰቃቒ ህልቂት ብልሳን'ቶም ግፉዓት ብዝርዝር መዝጊባቶ'ላ። እዛ መጽሓፍ'ዚኣ፡ ካብ ውጻእ መዓት፡ ስድራቤት ግዳያትን ናይ ዓይኒ መሰኻክርን እናተቐንዘዉ ኣብ ዘቕረቡዎ ምስክርነት ዝተመስረተት'ያ።

Recommended

Format: Paperback

Condition: New

$30.00
Ships within 2-3 days
Save to List

Related Subjects

History

Customer Reviews

0 rating
Copyright © 2026 Thriftbooks.com Terms of Use | Privacy Policy | Do Not Sell/Share My Personal Information | Cookie Policy | Cookie Preferences | Accessibility Statement
ThriftBooks ® and the ThriftBooks ® logo are registered trademarks of Thrift Books Global, LLC
GoDaddy Verified and Secured