Skip to content
Scan a barcode
Scan
Paperback ድልዱል መሰረት - ኣብ ስነ-ስርዓትን ዕላማ&#4 [Afrikaans] Book

ISBN: B0F9YZXQ96

ISBN13: 9798285308072

ድልዱል መሰረት - ኣብ ስነ-ስርዓትን ዕላማ [Afrikaans]

እዛ መጽሓፍ እዚኣ ካብ 4 ክሳብ 8 ዓመት ዝዕድሚኦም ቖልዑ ስነ-ስርዓት (Self-discipline) ንኸማዕብሉ ንምሕጋዝ ዝተዳለወት እያ- እዚ ድማ ንመላእ ህይወቶም ዝዕውት መሰረታዊ ክእለት እዩ። ብውህደት ግብራዊ ልምድታት፡ ጥዑይ ባህርያት ንምህናጽ ምልምማድን መንፈሳዊ መምርሕን ኣቢሎም፡ ቖልዑ ከመይ ጌሮም ቅኑዕ (ጥበባዊ) ምርጫታት ከም ዝገብሩ ትሕግዝ። ከምኡ ኸኣ ስምዒታቶም ከመይ ከም ዝቘጻጸሩን ኣወንታዊ ልምድታት ከም ዝሃንጹን ክመሃሩ እዮም። እቲ ሰሙናዊ ትምህርቲ ኣብ ክርስትያናዊ ክብርታት ዝተሰረተ ኮይኑ፡ ስድራቤታት ንኽልቲኦም ንኣምላኽን ንፍሉይ ዓቕሚ ናይቲ ቕልዑን ብዘኽብር መንገዲ ዕብየት ንምሕብሓብ ዝሕግዙ መሳርሒታት ትህብ።

ዕላማታት እዛ መጽሓፍ፤

ቖልዑ ተግሳጽ (ስነ-ስርዓት) እንታይ ምዃኑን፡ ስለምንታይ ኣገዳሲ ምዃኑን ንኽርድኡ ምሕጋዝ።ኣወንታዊ ልምዲታት ምኽታል፣ ምስማዕን ዕማማት ምውዳእን ዝኣመሰሉ መሰረታዊ ልምድታት ምህናጽ።ስምዒታዊ ውሳኔታት ምቁጽጻር፡ ትዕግስቲ፡ ሓላፍነትን ምክብባርን ምምዕባል።ብዛዕባ ርእሰ-ምግታእን ተኣዛዝነትን ዚምልከት ምስ ዕድመ ዚሰማማዕ ትምህርቲ መጽሓፍ ቅዱስ ዘለዎ መንፈሳዊ መሰረት ምንባብ።

Recommended

Format: Paperback

Condition: New

$12.27
Ships within 2-3 days
Save to List

Related Subjects

Children's Children's Books

Customer Reviews

0 rating
Copyright © 2026 Thriftbooks.com Terms of Use | Privacy Policy | Do Not Sell/Share My Personal Information | Cookie Policy | Cookie Preferences | Accessibility Statement
ThriftBooks ® and the ThriftBooks ® logo are registered trademarks of Thrift Books Global, LLC
GoDaddy Verified and Secured